ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America-logo

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

VOA

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

Location:

United States

Networks:

VOA

Description:

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

Language:

English

Episodes

ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ - መጋቢት 27, 2024

3/27/2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

Duration:00:29:59

ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ - መጋቢት 26, 2024

3/26/2024
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 መጋቢት 2024 - መጋቢት 25, 2024

3/25/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - መግለጺ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ: ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ወጻኢ ሃገር ዘይንቀሳቀስ ንብረት ክገዝኡ ዘኽእል መደብ ምውጽኡ ገሊጾም: ኣብ ሩስያ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ስዒቡ 4 ሰባት ኣብ ቐይዲ ምእታዎም ተገሊጹ ዜና ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣ ዘሎ ምቁራጽ ሕትመት ዝምልከት መደብ የጠቓልል

Duration:00:29:59

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - መጋቢት 24, 2024

3/24/2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

Duration:00:30:00

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - መጋቢት 23, 2024

3/23/2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

Duration:00:30:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 22 መጋቢት 2024 - መጋቢት 22, 2024

3/22/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 22 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ልኡኽ ዓለምለኸ ትካል ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ: 3 ውድባት ትግራይ ኣብ መስርሕ ምቛም ቤት ምኽሪ ተቓውሞኦም ገሊፆም ርእይቶ ኬንያዊያን ኣብ ጉዳይ ዓቓብ ሰላም ናብ ሀይቲ መደብ ቒሔ ጽልሚ ባህላዊ መግቢ ጥሕሎ የጠቓልል

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 21 መጋቢት 2024 - መጋቢት 21, 2024

3/21/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 21 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ሕጽረት ነዳዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ሕ/ሃ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ካልኦት ቃለ መሕትት ምስ ንዓይነ-ስውራትን ጽሙማትን ዘገልግል ምህዞ ዘዳለወት ኤርትራዊት የጠቓልል።

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 መጋቢት 2024 - መጋቢት 20, 2024

3/20/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና- ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምስጢር ይንቀሳቀሱ ኔሮም ክብል መንግስቲ 50 ሰባት ኣብ ቐይዲ ምእታው ኣፍሊጡ፡ ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ዝተጠፍአ ገንዘብን ካልኦትን መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን ኣብ ኣብነታዊት ኤርትራዊት ሓረስታይ የተኵር።

Duration:00:30:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 19 መጋቢት 2024 - መጋቢት 19, 2024

3/19/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 19 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና ጸብጻብ ምስራዝ ሕጊ ምክልኻል ምክንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጋና መደብ ኣመሪካና የጠቓልል

Duration:00:30:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 መጋቢት 2024 - መጋቢት 18, 2024

3/18/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ ዘካየዱ ፕረዚደንት ሶማል፡ ተጨውዮም ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ወንጂ ፋብሪካ ሽኮር ኢትዮጵያ ምሟቶም ስድራ ገሊጾም፡ ምርጫ ሩስያን ካልኦትን ኣብ መቐለ ዘጋጠመ ሕጽረት ነዳዲ ምብጻሕ ተሓጋጋዚት ኣመሓዳሪት ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ (USAID) ሶናሊ ኮርዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ትግራይን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን - ቤት ምኽሪ ኣመሪካን ቲክቶክን ዝምልከት'ዩ

Duration:00:30:00

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - መጋቢት 17, 2024

3/17/2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

Duration:00:30:00

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - መጋቢት 16, 2024

3/16/2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 መጋቢት 2024 - መጋቢት 15, 2024

3/15/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 15 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና ፡ ርክብ ቀ/ሚ ኣብይ ምስ ተወከልቲ ትግራይ ምፍታሕ ሜ/ጀ ክንፈ ዳኛው ንጾመ ሮመዳን ዝምልከት ጸብጻብ ካብ መቐለን ዕላም ምስ ነባር ጋዜጠኛ ቴሌቭዥን ኢትዮጵያ ሙዱ ዓሊ የጠቓልል

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 14 መጋቢት 2024 - መጋቢት 14, 2024

3/14/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 14 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - መግለጺ ህወሓት ንኣኼባ ገምጋም ስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦ ፕሪቶርያ፡ ኣብ ናይጀርያ ዝተጨውዩ ተማሃሮ፡ ቤት ምኽሪ ኣመሪካ ንክልከላ ቲክቶክ ዝምልከት ዘሕለፎ ውሳነን ግብረመልሲ ቻይናን ካልኦትን ጸብጻብ መግለጺ ክፍሊ ዜግነትን ኢምግሬሽንን ኢትዮጵያ መደብ ጥዕና የጠቓልል።

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 መጋቢት 2024 - መጋቢት 13, 2024

3/13/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ገምጋል ምቁራጽ ተጻቦታት ፕሪቶርያ፡ ግብጺ ሓገዝ ንቓዛ ብነፈርቲ ትድርብይ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣቕሽሽቲን ካል ኦትን ጸብጻብ ኣሶሴይትድ ፕረስ ኣብ ክልል ትግራይ ዝረ ኣ ዘሎ ደርቂን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ - ንምዕባለ ቋንቋ ትግርኛ ዝተቓነዓ ዋዕላ ዝምልከት የጠቓልል።

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 መጋቢት 2024 - መጋቢት 12, 2024

3/12/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና ኣብ ክልል ኦሮምያ ተኣሲሮም ዝነበሩ 10 መራሕቲ ሃይማኖት ብዋሕስ ተፈቲሖም: ቀ/ሚ ሀይቲ መዝነቶም ለቂቖም ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ፕሮፌሰር ጸዳል ኒልይ የጠቓልል

Duration:00:29:59

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 መጋቢት 2024 - መጋቢት 11, 2024

3/11/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ገምጋም ስምምዕ ፕሪቶርያ፡ ሰራዊ ሱዳን ኣብ ጾመ ረመዳን ምቁራጽ ተኵሲ ከምዘየለ ይገልጽ መደብ ስፖት መደ ሕርሻ- ንክልተ ዕውታት ኤርትራዊያን ሓረስቶትን ስርሓቶምን የጠቓልል።

Duration:00:30:00

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - መጋቢት 10, 2024

3/10/2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

Duration:00:29:59

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - መጋቢት 09, 2024

3/9/2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

Duration:00:30:00

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 መጋቢት 2024 - መጋቢት 08, 2024

3/8/2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ግጭት ዝተራእየሉ ከባቢታት ኢትዮጵያ: ዓመታዊ መደረ ፕረዚደንት ባይደንን ካልኦትን ጸብጻብ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይን ዝረኣ ብኹራት ተማሃሮን የጠቓልል

Duration:00:29:59